ብትግርኛ ሓደ ዛንታ ንገረኒ
RACCONTAMI UNA STORIA... IN TIGRINO - BiblioBaobab - Via Magoria 10, Primo Piano Bellinzona
Mercoledì 6 ottobre; Lunedì 18 ottobre; Mercoledì 10 novembre; Lunedì 22 novembre; Mercoledì 22 dicembre, dalle 10.00 alle 11.00
ሮቡዕ ዕለት 6 ጥቅምቲ; ሰኑይ ዕለት 18 ጥቅምቲ; ሮቡዕ ዕለት 10 ሕዳር; ሰኑይ ዕለት 22 ሕዳር; ሮቡዕ ዕለት 22 ታሕሳስ. ካብ ሰዓት 10 ክሳብ ሰዓት 11 እዩ።
ዛንታታት ንምፍላጥ ንምዝንጋዕን ብመጻሕፍቲ ቛንቛ ትግርኛን ኢታልያን ምስ ደቅኩም ንክትመጹ ብክብሪ ንዕድመኩም። ካብ 1 ክሳብ 4 ዓመት ዝዕድሜኦም ቖልዑ ንዘለኩም ስድራቤት። ንሕና ሕጉሳት ኢና ንኽትመጹና። ዛንታታት ንምስማዕ፡ መዝሙር ምዝማርን ምዝንጋዕን፡ ጽውጽዋያዊ መጻሕፍቲ ምንባብ፡ ምጽዋትን ምስኣልን ኢደ ስራሓት ምስራሕን ካልእን። ኣብ ቤት ንባብ ብሓባር ን ክትመጹ ንዕድመኩም። ኣብ ቤት ንባብ ባውባብ ካብ ጥቅምቲ ክጅምር እዩ፡ ኣድራሻ ቪያ ማጎሪያ 10 ቀዳማይ ፒያኖ፡ ሮቡዕ ዕለት 6 ጥቅምቲ; ሰኑይ ዕለት 18 ጥቅምቲ; ሮቡዕ ዕለት 10 ሕዳር; ሰኑይ ዕለት 22 ሕዳር; ሮቡዕ ዕለት 22 ታሕሳስ ካብ ሰዓት 10 ክሳብ ሰዓት 11 እዩ። ሓበሬታ ወይ መዝገባ ምስ ትደልይዮ ናብ ቅሳነት ኣልኣዛር ክትሓቱ ትክእሉ ኢኩም፡ ተሎ፡ 0779452007 ወይከኣ በዚ ኢመይል፡ Questo indirizzo email è protetto dagli spambots. È necessario abilitare JavaScript per vederlo.
Venite con i vostri bambini a scoprire storie e divertirvi con i libri, in tigrino e in italiano. Per famiglie con bambini da 1 a 4 anni. Siamo felici di accogliervi per: ascoltare delle storie, scoprire filastrocche e canzoni, sfogliare libri illustrati, giocare, disegnare e fare lavoretti, isitare insieme la biblioteca. Per informazioni e iscrizioni: Ksanet Alazar (0779452007); Questo indirizzo email è protetto dagli spambots. È necessario abilitare JavaScript per vederlo.