logo

  • Home
  • Eritrea
    Il nostro paese d’origine
  • Comunità
    Gli Eritrei in Ticino
  • Info pratiche
    Per chi è arrivato da poco
 
Eritrei in Ticino

Misure contro il covid (22.12.2020)

Le nuove misure in vigore dal 12 dicembre 2020 al 22 gennaio 2021 in Svizzera  

 

ኣገዳሲን እዋናዊን ሓበሬታ

ፈደራላዊ ቤት ምኽሪ ስዊዘርላንድ ነዚ ዝስዕብ ተወሳኺ ዉሳነታት ፣ ካብ ጽባሕ ቀዳም ዕለት 12.12.2020 ጀሚሩ ክሳብ 22.01.2021 ዝትግበር፣ ሎሚ ኣመሓላሊፉ።

እዚ ተመሓላሊፉ ዘሎ ዉሳነ መቐጸልታ ናይቲ ኣቀዲሙ ክወሃብ ዝጸነሐ ዉሳነታት እዩ:

- ብዘይካ ፋርማሲታት፣ ኣብ ጎደናታት ዝግበር ዕዳጋን እንዳ ነዳዲን ካልእ ኩሉ ኣገልግሎት ዝህብ ቦታታት ከም ዱካዉንቲ፣ ባራት፣ ሬስቶራንትን ናይ ስፖርት ማእከላትን ካብ ሰዓት 7 ድሕሪ ቀትሪ ኣትሒዙ ክዕጾ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ ኣሎ።
-ሰንበት ከኣ ብዘይካ ሬስቶራንት፣ ባራትን መሰልቶምን ካልእ ኩሉ ክዕጾ ከም ዝኾነ ፈደራላዊ ቤት ምኽሪ ስዊዘርላንድ ኣፍሊጡ።
- ዕለት 24.12.2020፣ ድሮ ሓድሽ ዓመትን ኣብ ኣውደኣመታትን ድማ፣ እዚ ተነቢሩ ዘሎ ናይ ግዜ ገደብ ክሳብ ሰዓት 1 ናይ ለይቲ ክናዋሕ ተፈቂዱሎ።
- ናይ Takeawayን ናይ ናብ ገዛኻ መግቢ ዘብጽሑ ኣገልግሎት ግን ሰዓት 7 ናይ ምሸት ዘይኮነስ፣ ክሳብ ሰዓት 11 ናይ ምሸት ኣገልጉሎቱ ክህብ ተፈቂድዎ ኣሎ።

ዝበዝሓ ብ ምዕራብ ስዊዝ ዝርከባ ካንቶናት፣ በቲ ዘለወን ዋሕዲ ናይ ብ ኮሮና ዝተለኽፉ ቁጽሪ መበገሲ ብምግባር፣ ኣብ ካንቶነን ዘሎ ናይ ሰዓት ገደብ ካብ ስዓት 11 ናይ ምሸት ክገብርኦ ይኽእላ እየን።

ዝኾነ ሕቶታት አንተ ሃልይኩም ኣብዚ ታሕቲ ጸሓፉልና።

ሓበሬታና ንምክትታል ነዚ Facebook ገጽ Like ግበርዎ።

Svizzera, Covid-19

20.12.2020

Notizie simili

Argomenti

  • Video 12
  • Svizzera 8
  • Storie 11
  • Musica 4
  • Media 7
  • Lingua 5
  • Integrazione 26
  • Giovani 13
  • Evento 22
  • Cucina 9
  • Covid-19 7
  • Arte&Cultura 7

Articoli più letti

  • Injera: un pane africano
  • L'associazione DaRe vi aspetta
  • Sapori e colori dall'Eritrea a Festate
  • Un pomeriggio per scoprire l’Eritrea
  • Dizionari Tigrino - Italiano

Sito realizzato con il sostegno di

Contakt citoyenneté

© 2017 Associazione Eritrei in Ticino / Login

  • Home
  • Eritrea
    Il nostro paese d’origine
  • Comunità
    Gli Eritrei in Ticino
  • Info pratiche
    Per chi è arrivato da poco