Regole di igiene e di comportamento contro il covid-19
Regole generali contro il covid-19: ኣገዳሲ ሓበሬታ ብዛዕባ ሓድሽ ኮሮናቫይረስ ከምኡ'ውን ብዛዕባ ሕጋጋት ጽርየትን አገባብን
Cosa fare se si è ammalati: አብዚ ሕጂ እዋን ሃንደበታዊ ናይ ስራዓተ ምስትንፋስ ረኽሲ ምስዝህልወኩም አብ ገዛ ተገሊልኩም እንተለኹም እንታይ ክትገብሩ ከምዝግብአኩም ዝገልጽ መምርሒታት