Offerta di sostegno
ንኩልኩም ወለዲ ነብርቲ Ticino ንምክንያት ናይ'ዚ ዘሎ ሕማም Covid-19 ተምሃሮ ኣብ ገዝኦም ኮይኖም ትምህርቶም ይከታተሉ ሲለ ዘለዉ። ወለዲ ንደቅኩም ብሕጽረት ቃንቃ (Italian) ክትሕግዝዎም ዘይትከሉ እሞ ሓገዝ ምስ ትደልዩ ብ email Questo indirizzo email è protetto dagli spambots. È necessario abilitare JavaScript per vederlo. ወይ ብ ቁጽሪ ተለፎን 076 3089 864 ሓግዝ ኪትረኪቡ ትክእሉ። www.eritreiticino.ch