logo

  • Home
  • Eritrea
    Il nostro paese d’origine
  • Comunità
    Gli Eritrei in Ticino
  • Info pratiche
    Per chi è arrivato da poco
 
Eritrei in Ticino

አዲስ ኮርኖቫቫስ - 10 ጠቃሚ ምክሮች ለመፈለግ

CORONAVIRUS - 10 COMPORTAMENTI DA SEGUIRE

www.ufsp-coronavirus.ch / Infoline coronavirus: +41 58 463 00 00

1. ኩሉ ጊዜ ኢድኩም ብማይን ብሳሙናን ተሓጸቡ ወይ ድማ ኣልኮል ብዘለዎ መጽረዪ ኢድ ኢድኩም ኣጽርይዎ።
2. ኣብ ናይ መተንፈሲ ኣካል ብሕማም ዝሳቐዩ ወይ ብኢንፈክሽን ካብ ዝሳቐዩ ሰባት ጥብቕ ዝበለ ርክብ ኣቋርጹ
3. ዓይንኹም፣ ኣፍኩም ወይ ኣፍንጫኹም ብኢድኩም ኣይትሓዙ
4. ከ ሀንጥሰኩም ወይ ከስዕለኩም እንከሎ ኣፍኩም ብሶፍት ሸፍንዎ፡፡ ሶፍት እንተዘይሒዝኩም ድማ ናብ ቅልጽም ኢድኩም ጌርኩም ስዓሉ፡፡
5. ብሓኪም ዝተኣዘዘልኩም እንተዘይኮኑ፡ ብባዕልኹም ንቫይረስ መከላኸሊ ይኹን ካልእ ኣንቲባዮቲክ ኣይትውሰዱ
6. ትጥቀሙሉ ኣቑሑ ብኣልኮል ወይ ብክሎሪን ዘኣመሰሉ ዝተዳለዉ ከሚካላት ኣጽርዩ
7. ከምዝሓመምኩም እንተተጠራጢርኩም ወይ ዝሓመሙ ተልዕሉ እንተኾንኩም ጥራሕ ናይ ኣፍን ናይ ኣፍንጫን መሸፈኒ ማስከራ ተጠቐሙ
8. ኣብ ቻይና ዝተሰርሑ ኣቚሑ ወይ ካብ ቻይና ትቕበልዎ ኣቕሓ ሓደገኛ ኣይኮነን
9. ምስ ሰብ ሓቢሮም ዝነብሩ ናይ ገዛ እንስሳት ናይ ኮሮና ቫይረስ ኣየተሓላልፉን
10. ዝኾነ ጥርጣረ እንተሃልይኩም ናብ ክፍሊ ሓደጋ ኣይትኺዱ ኮታስ ምስ ናይ ቤተሰብኩም ሓኪም ብቴሌፎን ተዛተዩሞ እቲ ሓኪምኩም ዝህበኩም ሓበሬታ ተግባራዊ ግበሩ።

 

Covid-19

10.03.2020

Notizie simili

Argomenti

  • Video 12
  • Svizzera 6
  • Storie 11
  • Musica 4
  • Media 7
  • Lingua 6
  • Integrazione 27
  • Giovani 14
  • Evento 27
  • Cucina 9
  • Covid-19 6
  • Arte&Cultura 11

Articoli più letti

  • L'associazione DaRe vi aspetta
  • Injera: un pane africano
  • Sapori e colori dall'Eritrea a Festate
  • Dizionari Tigrino - Italiano
  • Un pomeriggio per scoprire l’Eritrea

Sito realizzato con il sostegno di

Contakt citoyenneté

© 2017 Associazione Eritrei in Ticino / Login

  • Home
  • Eritrea
    Il nostro paese d’origine
  • Comunità
    Gli Eritrei in Ticino
  • Info pratiche
    Per chi è arrivato da poco